Tigrinya Formular

መምርሒ:
1.ነቲ ብዛዕባ ሕቶ ዕቕባኹም ዝተዋህበኩም ውሳኔ ስኢልኩም ኣብዚ ጸዓንዎ። ኣገዳሲ ግን፣ ኩለን ገጻት ናይቲ ዝተዋህበኩም ውሳኔ ሓደ ብሓደ ብምስኣል ክትጽዕንዎ ኣሎኩም።
2.ነቲ ባዶ ቦታ ብዘይጎደሎ ምልኡዎ። በዚ ኣብ ታሕቲ ሂብኩሞ ዘሎኹም ቁጽሪ ቴለፎንን ናይ ኢመይል ኣድራሻን ትርቡ ምዃንኩም ርግጸኛታት ክትኮኑ ኣሎኩም።
3.ብዝተኻኣለ መጠን ምሳኹም ብምርኻብ ብቑልጡፍ ናይ ምኽሪ ቆጸራ ንገብር። ኣድላዪ ምስ ዝኸወን ኣብ እዋን ቆጸራኹም ኣስቶርጋሚ ነዳልወልኩም።

ነቲ ቅጥዒ ብምምላእን ብምቕራብን፡ ነቲ ናይ ምምኽኻር ውዕላትን ቅጥዕታትን ትሰማማዕ።

ኩነታት ምምኽኻር

    ትርጁማን የድልየኩም ዲዩ፧?
    እወኣይፈል

    ኣብ ምምላእ ወይ ምስዳድ ናይዚ ፎርሙላ ጸገም እንተ ኣጋጢሙኩም ኣብዚ ጠዉቑ