Tigrinya Datenschutzerklärung

መብርሂ ብዛዕባ ምዕቃብ ሓበሬታ
እዚ ናይ ሓበሬታ ምዕቃብ መብርሂ ብዛዕባ መሰላት ናይ ውልቃዊ ሓበሬታ ዝገልጽ ኢዩ ። ነቲ ናይ ሓበሬታ ምዕቃብ መግለጺ ይሰማማዕሉ እየ ምስ እትብሉ ነቲ ናትኩም ሓበሬታ ክንዕቅቦን ክንጥቀመሉን ውን ትሰማመዑሉ
ምኻንኩም በቲ ኣብ መውዳእታ ናይቲ ዝምላእ ፎርም ብምጥዋቕ ተረጋግጹ ኣሎኹም ማለት ኢዩ ። እዚ ናይ ሓበሬታ ምዕቃብ መግለጺ ሕጊ ነቲ ካባኹም ዝተቐበልናዮ ሓበሬታ እንታይ ይፍቀድ ኣይፍቀድን ዝሕብር ዝሕብር ኢዩ። ንእትሰዱልና ሓበሬታ ብጥብቂን ብምስጢርን ንዕቅቦ ከምኡ’ዉን ብዘይ ናትኩም
ፍቃድ ናብ ሳልሳይ ኣካል ኣይስደድን እዩ። መሰል ናይ ሓበሬታኹም ምድምሳስ ኣሎኩም። ኩሉ ዝሃብኩምና ሓበሬታ ክትድምሥዎ ምስትደልዩ ንዓና ክትሓቱና ትኽእሉ ኢኹም።


እቲ ሙሉእ ሓበሬታ ናይ ሓበሬታ ምዕቃብ መግለጺ ብቋንቋ ጀርመንን ኢንግሊዝን ኣሎ። ኣብዚ ክትረኽብዎ ትኽእሉ።

ብዛዕባ ናይ ምስጢር ምዕቃብ ንዝምልከት ሕቶ እንተሀልይኩም ኢመይል ን info@pikett-asyl.ch ንክትጽሕፉልና ብትሕትና ንሓትት።